ኩሎም ፀገማት ትግራይ ትሕቲ ሞት እዮም።

  • Home
  • Ethiopia
  • Adama
  • ኩሎም ፀገማት ትግራይ ትሕቲ ሞት እዮም።

ኩሎም ፀገማት ትግራይ  ትሕቲ ሞት  እዮም። Great Tigray
(2)

15/08/2026

እርምያስ ለገስ ዋቅጅራ " ብላክ ቦርድ" ነው እሚባለው በምክንያት ነው ።

ትላንት የተናገረው ዛሬ እንዴት እንደሚክደው.....................

ከ ሰውነት ተርታ መውጣት ሆድ አደር መሆን መገለጫው ከዚህ በላይ እሚገኝ አይመስለኝም ።

እዛ ናይ ጌታቸው ረዳ ፅሕፍቲ ፥      " ሻዕብያ ናብ ትግራይ ኸይኣቱ ብ ሳተላይት ተኸታተሉልና"                ኢሉ ዝፀሓፍ  ብ ቐጥታ ኽትርጎም የብላን ።ኣይግባእን እውን ።   ...
10/08/2026

እዛ ናይ ጌታቸው ረዳ ፅሕፍቲ ፥

" ሻዕብያ ናብ ትግራይ ኸይኣቱ ብ ሳተላይት ተኸታተሉልና"

ኢሉ ዝፀሓፍ ብ ቐጥታ ኽትርጎም የብላን ።ኣይግባእን እውን ።

ምኽንያቱም ፥
ኣብዚ ኹናት ናይ ቴክኖሎጂ ሓገዝ (ጠለፍ፤ ሳይበር ፤GPs፤ናይ ሳተላይት ስራሕቲ ፤ ኻልኦትን) ሓገዝ ኽህቡ ኣብ ጎኒ ብልፅግና ዝተሰለፍ ኸምዘለው ይግመት ።ስለዚ መንግስቲ ኤርትራ ን ትግራይ ምእታውን ዘይምእታውን ኢና ንርኢ ዘለና ወይእውን ዝርእዩ ዘለው ንኽብሃል ኸም ዕርቡን ( ቐብዲ) ዝተፀሓፈ እዩ ኽብሉ እቶም እንዳ 4ተ ሕሹኽ ኢሎምና ።

ብልጽግና እኮ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ኹናት ኻብዝእውጅ ፀኒሑ እዩ ።ብመሰረት ዓንቀፅ 51 ናይ ዮናትድ ነሽን ቻርተር ኤርትራ ዓርሳ ኽትከላኸል ጉቡእ መሰል ኣለዋ እዩ ።ኣይኾነን ናብ ትግራይ ብምእታው ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው ንዝተኣወጀላ ኹናት ኽትከላኸል ትኽእል እያ።

እሞ ሻዕብያ ኣብ ኣስመራ ኾይኑ ኽፅበየኩም ዲኹም ትሓስቡ?።

ኹዕሶ ኣብ ሜዳኻ ምፅዋት Home advantage ትረክብ ኢኻ ።ኹናት ግና ኻብ ሜዳኻ ወፃኢ ክኾን እንከሎ ኢኻ ትኸስብ ። እዚ ኣይኾነን ሻዕብያ ስኑ ዝሸረፈሉ እቶም ትማሊ ብ ሻዕብያ ተማሪኾም ሎሚ ጄኔራላት ዝኾኑ ዝጠፍኦም ኣይኾነን ።

ብስሩ ድኣ መዋፅእ ይፈጠረልኩም እንምበር ኣብ ተኸታተሉልና በፂሕኻ ዶ ቁምነገር ኽርከብ ።

10/08/2026

ሐብታሙ አያሌው ሰበር ዜና እንዳቀረበው ፥

ሰበር ዜና !
----
በራያ ግንባር የዐብይ አህመድ ሰራዊት መፍረሱ ተነግረ !

ሐምሌ 4 ቀን 2018 ዓ/ም
ኢትዮ ሰገነት ሚዲያ

በራያ ግንባር የማጥቃት ትዕዛዝ ለመቀበል በምሽግ ውስጥ በተጠንቀቅ ላይ የነበረው የአገዛዙ ጦር መፍረሱ ተሰምቷል።

የፈረሰውን ሠራዊት እንደገና ለማስተሳሰር የሰሜን ምስራቅ ዕዝ አዛዡ አቶ አሰፋ ቸኮል ዛሬ ራያ ቆቦ ከተማ ገብቷል።

በራያ ግምባር በተለያዩ ምሽጎች ውስጥ ተመድቦ የነበረው የብፅግና መከላከያ ሠራዊት ዛሬ ነሐሴ 04/2018 ዓ/ም ፈርሶ አድሯል።

ምሽግ ውስጥ በነበረው ሠራዊት መካከል በተቀሰቀሰ ግጭት፡ አጥቢያ ለሊቱን ሦስት ወታደሮች መገደላቸውን ምንጮቻችን ከግንባር አድርሰውናል።

ውጊያው ሲጀመር ፈርሰው ወደ ፋኖ ይቀላቀላሉ በሚል የአማራ ተወላጅ የሠራዊቱ አባላትን ከፊት አሰልፎ የጥይት ማብረጃ ለማድረግ በመስመራዊ አዋጊዎች ትዕዛዝ መተላለፉን ተከትሎ ነው ግጭቱ የተቀሰቀሰው።

በተለይ በሆርማት ካምፕ አከባቢ በተቀሰቀሰው በዚህ የእርስ በእርስ ግጭት፡ የሦስት ወታደሮች ሕይወት ወዲያውኑ ሲያልፍ፡ ሌሎች በርካታ ወታደሮች ደግሞ ቆስለው በሞትና በሕይወት መካከል ይገኛሉ።

ግጭቱን ተከትሎ በርካታ ወታደሮች ከጥርናፌያቸው በመጥፋት ከነ ሙሉ ትጥቃቸው ፋኖን ተቀላቅለው አድረዋል።

ይሄንን ተከትሎ የሰሜን ምስራቅ ዕዝ አዛዡ አቶ አሰፋ ቸኮልና ሌሎች የዕዙ ማዕረግተኛ ወታደራዊ አዛዦች ዛሬ ነሀሴ 04/2018 ዓ/ም ረፋድ ቆቦ ከተማ የገቡ ሲሆን፡ የፈረሰውን ሠራዊት እንደገና ለማስተሳሰር ቢሞክሩም ነገር ግን ከአቅማቸው በላይ እንደሆነባቸው ምንጮችን ጠቅሰዋል።

ይህ በእንዲህ እንዳለ በህዝቡ ውስጥ የሚታየው የቁጣና የቁጭት ስሜት ከፍተኛ ስጋት የፈጠረባቸው የሲቪልና ወታደራዊ አመራሮች ጦርነት አይኖርም ከህወሓት እና ከፋኖ ጋር ወደ ድርድር ልንገባ ነው የሚል የፈጠራ ወሬ በቆቦና በወልዲያ አካባቢ እንዲናፈስ እያደረጉ መሆኑን የመረጃ ምንጮቻችን ለኢትዮ ሰገነት ሚዲያ በላኩት ገልጸዋል።

ሐምሌ 4 ቀን 2018 ዓ/ም
ኢትዮ ሰገነት ሚዲያ

ናይ እኒ      ዳሞራ ያሓያን ኻልኦትን ፃዕዳ ሓሶት ዓለም ዘንዕቕ እዩ ።            ቐዳም 25/11/2018 ዓ/ም ኣብ ሸረሪና ተማሪኾም ኢሉ ዝለጠፎ ፍፁም ሓሶት እዩ ። 100% ኻብ...
08/08/2026

ናይ እኒ ዳሞራ ያሓያን ኻልኦትን ፃዕዳ ሓሶት ዓለም ዘንዕቕ እዩ ።

ቐዳም 25/11/2018 ዓ/ም ኣብ ሸረሪና ተማሪኾም ኢሉ ዝለጠፎ ፍፁም ሓሶት እዩ ። 100% ኻብ ሓቂ ዝራሓቐ ምኻኑ Fact check ኢልና ኣብ Google ኣረጋጊፅናዮ ናይ July 2021 ምኻኑ ኣረጋጊፁ ነጊሩና እዩ ።

ኣብ ኹናት ትማርኽ ትማረኽ ኢኻ ። ኹናት መን 3ተ ነጥቢ ሒዙ ወፀ እዩ ።

ኹናት ውግእ ዝስዕር ጋዕ ገልጠም ስለዝሓዝካ ኣይኾነን ። ትስዕር Grand Cause ኽህልወካ እንተሎ ጥራሕ እዩ ።

ኣነ ኸም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለው ደገፍቲ ብልፅግና ተጋሩ ዘሕዝነኒ ፍጥረት የለን ፥

ምኽንያቱም ፥

1፥ ጉዳይ ትግራይ ጉዳይ 3ተ ሃገራትን ተወሳኺ ሓንቲ ኽልል ኾይኑ ኸምዘሎ ዝተረደኦም ኣይመስለንን።

2፥ ኸም ብዕራይ ንቲ ሳዕሪ እንምበር እቲ ገደል ኣይረአዮምን ዘሎ ።

3፥ ሙሉእ ናይ ትግራይ ገምጋም የብሎምን ።

4፥ ሕፅረት ውሽጣዊ ሓበሬታ ኣለዎም ። ውሽጢ ታይ ይካየድ ኣሎ ኣይፈልጡን ።

5፥ ሸረሪና ን ኩሙሩክ ን ታይ ይዕየ ኣሎ ትርጉምን ብስሩ ኽረአዮም ኣይኸኣለን።

ድምር ውፅኢት መን 3ተ ነጥቢ ይወስድ እዩ ።

ሓሶት ጌጋ ሓበሬታ ንፀየፍ ።

31/07/2026

ን ነጋ ኣሰፍ ዝተውሃበት ምላሽ.......



ፅፅ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ እውን ናይ ባዕሉ " ልምዓት ጉጅለ" ኣለውዎ ።

ጌታቸው ረዳ እውን ኣብ ኣዲስ ኣበባ " ንስኻ ን መለስ ዜናዊ ኽትክእ ኢኻ" ኢለን ዝዋጥያሉ ችርስ ዝብላ ልምዓት ጉጅለ እንሄውኦ ኢሎሞ።

ን ፃድቃን ገብረትንሳኤ ዝተፈለዩ መራሕቲ ፖለቲካ ውድብ ንመርሕ ኢና ዝብሉ ልምዓት ጉጅለ ኣለውዎ።

ብስሩ ግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለኹም እውን ኣብ 6ተ ተመቒልኩም ሕድሕዳዊ ምብልላዕ ጠጠው ተተብሉ እዩ ዝሓይሽ ።

ኣምባሳደር Ervin Masinga ብ ፍሉይ መንገዲ( ስርሒት) ኽሻብ ዝወስደካ ኣብ ገዛ ኽትዕፆ የብልካን!!!!!!           ማሲንጋ ን መቐለ ኣኻልብ ሒዙ መፂኡ ኔይሩ ።ካሜራን AI ዝተ...
21/07/2026

ኣምባሳደር Ervin Masinga ብ ፍሉይ መንገዲ( ስርሒት) ኽሻብ ዝወስደካ ኣብ ገዛ ኽትዕፆ የብልካን!!!!!!

ማሲንጋ ን መቐለ ኣኻልብ ሒዙ መፂኡ ኔይሩ ።ካሜራን AI ዝተገጠመሎም....................................... ። ...................................................................

ገስጊስካ ሽፍንፍን ኢልካ ኻብቶም ሓለውትኻ ሽቱኽ ኢልካ ብ ድሕሪት ትውፅእ ። ኻብኡ 35 ኪሎ ሜትር ትጓዓዝ ። 532 ካሎሪ ትሕምሽሾ ። በቃ ።ዲብረሽን፤ ዱካክ ፤ድብርት በሪሮም እዮም ዝወፁ ። ጥዕና እውን ይመሓየሽ ።

The Senior Black box እኳስ ጋቢ ፤ቡፌ ወዲዩ 11 ስዓት ወጋሕታ መቐለ ብ እግሩ እዩ ዝኾላ ።ተጋዳላይ እኮ ኣይፈርሕን ።መን ከ ይፈልጠካ ። ኢድካ ዘይምሃብ ።

By the way ፥ ኣብ ውሽጢ ገዛ ጅም ምስራሕን መስተ ምስታይ ኣይምከርን ።ፅቡቕ እውን የኾነይ ።

ብፍላይ ኣብ ገዛኻ ኾይንካ መስተ ምጭራም ጎዳኢ እዩ ። ዳቖዘምካ ኢኻ ትጨርም ። ዝዕቅነልካ ሰብ ስለ ዘየለ መጠኑ ብዙሕ ኢኻ ትጨርም ። ትጨርም ። ሲማ እነሻዕ ትዕጉዶ ።ብ ድሕሪኡ ኣነ ኸምዚ ኣይግበአንን ኽትብል ትጅምር ሽኮር ደም ኮልስትሮል ይድይባ ናብ ኻሊእ ዓለም ትሰጋገር ።

ኣብ 1993 ዓ/ም ኻብ ህወሓት ረጊፆም ምስ ወፁ ንቶም ዝወፁ ሓደ ናይ ህወሓት ላዕለዋይ ኣመራርሓ ሰተት ኢሉ ንገዝኦም ኣይኸድን ኔይሩ ይብሃል። ኣባይ ወልዱ እንዳ ኣውዓሎም ወልዱ ምኻድ ዝጀመረ ድሒሩ እዩ ።መለስ ዜናዊ ኸጥፈአና እዩ ።ኣዜብ መስፍን ኽትረግፀና እዮም ዝብሉ ኔይሮም።

ሎሚ ግና ኸምኡ ኣይመስለንን ።መስተ ተሸኪሞም ዳኸዱ ምሽተ ምሽተ ብሓደ ጭልጥ የምስዩ ይብልዋቶም ።ሽጋራ ገዲፎሞ ዝነበሩ እውን ቦኾኽኽ ዳበልዎ የምስዩ ትሰምዕ ።

ኻብ ኹሉ ሙዚቃ ዘይብሉ መስተን ፤ ኣብ ጓሂ ኾይንካ ዝጭረም ሻሪብ ብ ቐጥታ ሕማም እዩ ዘምፅአልካ ስለዚ ስለዚ ስለዚ ፥

ብ ናይ ልጅ ሚካኤል ደርፊ " መንግስተ ሰማያት ኣይትኣቱን ኢሎሙኒ ኽኣቱ እየ" ዳሰማዕኻ ዕቅበት መሰቦ ኣንጊህኻ ትወፅእ ።

ኽሻብ ዝኾነ ዝኸውን ጥዕናኻ ምሕላው ዝበለፀ እዩ!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

18/07/2026

Stage 14 Tour de France 2026 ብ ኸምዚ ኣዝዩ ዝናብ ዝሓየሎ እዩ ተጀሚሩ ።

ጥንካረ ፤ ትብዓት ፤ኣካላዊ ብቕዓት የሓትት!!!!!

መድረኽ 14 ሎሚ መን ይቐንዖ

ቢንያም ግርማይ ሎሚ ኣብ መበል 13 ዙርያ (Stage 13 2026) Tour de France Intermediate Sprint (ኣብ ሞንጎ ዝግበር ቮላታ)  3ይ ብምውፃእ ነጥቡ 333 ኾይኑ ኣሎ...
17/07/2026

ቢንያም ግርማይ ሎሚ ኣብ መበል 13 ዙርያ (Stage 13 2026) Tour de France Intermediate Sprint (ኣብ ሞንጎ ዝግበር ቮላታ) 3ይ ብምውፃእ ነጥቡ 333 ኾይኑ ኣሎ ።ኣዋህሊሉ።

1ይ ፍሊፕሰን 25 ነጥቢ
2ይ ፔደርሰን 20 ነጥቢ
3ይ ቢንያም 16 ነጥቢ ኣዋሂሊሎም ።

ኣትሌት ቢንያም ግርማይ በዛ ናይ ሎሚ Stage 13 intermediate sprint ን ቐጠልያ ማልያ ዝግበር ንሕንሕ ኻብ 2ይ ደረጃ ሒዝዎ ዝቐነየ ናብ ሳልሳይ ወሪዱ ኣሎ ።

ፀወታ ይቕፅል ኣሎ ።

17/07/2026

ጋዜጠኛ ፥ ናይ ሎሚ ውድድር ኣበይ ይዛዘም ይመስለካ?።

ቢንያም ግርማይ ፥ ኣብ ዝኾነ ናይ ፈረንሳይ ቦታ ይመስለኒ ።

ጋዜጠኛ ፥ ኣብ ውሽጢ ፈረንሳይ ኾይኑ ኣብ Never ዝብሃል ቦታ ምስ ኽለብካ ሽም ርክብ ስለዘለዎ እየ ።

ቢንያም ግርማይ ፥ NSN ክለብ Never Say Never ፅቡቕ ትርጉም እዩ ።

ኤርትራዊ ኣትሌት ቢንያም ግርማይ ኣብ Tour de France ታሪኽ ዳሰርሐ ይርከብ ።

Address

Adama

Telephone

0914117756

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ኩሎም ፀገማት ትግራይ ትሕቲ ሞት እዮም። posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ኩሎም ፀገማት ትግራይ ትሕቲ ሞት እዮም።:

Shortcuts

Share