Awet Haile Canadian Immigration Services

Awet Haile Canadian Immigration Services Awet Haile Immigration Services is a Canadian based immigration, and citizenship consulting firm. W

እቲ ብምክንያት ሕማም ኢቦላ ንሰለስተ አዋርሕ ጠጠው ኢሉ ዝጽንሐ ናይ መደምደምታ/ውሳነ ጉዳይ ኢሚግሬሽን ናብ ካናዳ ብሐደ ወርሒ ክሳብ መስከረም 28 ተናዊሑ ምህላዉ ንዓማዊልና ክንሕብር ንፈቱ...
08/28/2026

እቲ ብምክንያት ሕማም ኢቦላ ንሰለስተ አዋርሕ ጠጠው ኢሉ ዝጽንሐ ናይ መደምደምታ/ውሳነ ጉዳይ ኢሚግሬሽን ናብ ካናዳ ብሐደ ወርሒ ክሳብ መስከረም 28 ተናዊሑ ምህላዉ ንዓማዊልና ክንሕብር ንፈቱ።

07/01/2026
መተሐሳሰቢብመሰረት ሕጊ ኢሚግረሽንን ዜግነትን ካናዳ: ኩሉ ናብ ካናዳ ክበጽሕ ይኩን ብቀዋሚ ክቅመጥ ቅጥዒ ዝመልእ: ሐቀኛ ሐበሬታ ክህብን: ኩሎም አባላት ስድርኡ ከመዝግብን ይግደድ። ቅጥዒ አ...
04/28/2026

መተሐሳሰቢ

ብመሰረት ሕጊ ኢሚግረሽንን ዜግነትን ካናዳ: ኩሉ ናብ ካናዳ ክበጽሕ ይኩን ብቀዋሚ ክቅመጥ ቅጥዒ ዝመልእ: ሐቀኛ ሐበሬታ ክህብን: ኩሎም አባላት ስድርኡ ከመዝግብን ይግደድ። ቅጥዒ አብ ትመልአሉ: ካብ አባላት ስድራቤት ከይተጻሕፋ ምስ ዝተርፋ: አብ ካናዳ ቀዋሚ ተቀማጢ ወይ ዜጋ ምስ ኮንካ ከም አባላት ስድራካከተምጽኦም (sponsor ክትገብሮም) አይፍቀደካን ኢዩ።

እዚ ሕጊ ከምኡ ኢሉ ከሎ: ካብ መስከረም 2019 ጀሚሩ: ኢሚግረሽን ካናዳ ብዘውጽኦ ግዚያዊ አዋጅ: ብፍሉይ ብናይ ስደተኛ መስርሕ ምጥያስን ምሕታት ዑቅባን ቀዋሚ መንበሪ ወይ ዜግነት ንዝረከቡ ምሕረት ብምግባር አባላት ስድርኦም ከምጽኡ ፈቂዱ ጸኒሑ አሎ። እዚ አዋጅ ክሳብ ሕጂ እንዳ ተናውሐ ጸኒሑ አሎ።

አብ ዝመጽእ መስከረም ግዚኡ ከብቅዕ ኢዩ። ክናዋሕ ድዩ አይናዋሕን ዝተፈልጠ የለን። አብዚ ቀረባ እዋናት ዝተአታቶ ዘሎ ሐደሽቲ ሕግታትን : አብ ስደተኛታት ዝያዳ ዘተኮረ ምቅይያራትን አብ ግምት ብምእታዉ: ናይ ምንዋሕ ዕድሉ ጸቢብ ኢዩ።

ስለዚ ውሕጅ ከይመጸ መንገዲ ውሕጅ ጽረግ ንብል አለና።

ሀ) አባላት ስድራኩም ከየፍለጥኩም አቲኩም ዘለኩም: ነዚ ዕድል ክትጥቀምሉ:

ለ) አብ ምስላጥ ዝርከብ ጉዳይኩም ማለት ውሳነ ትጽበዩ ዘለኩም: ኩሎም አባላት ስድራኩም ከም ዝሐበርኩም ከተረጋግጹ:

ሐ) ኩሉ ግዜ ናብ ካናዳ ንምእታው ሕቶ አብ ተቅርቡሉ ግዜ: ቅኑዕ ሐበሬታ ክትህቡን: ኩሎም አባላት ስድራቤትኩም ክትምዝግቡን ነተሐሳስብ:

መ) ነዚጉዳይ ወይ ካልእ ናይ ካናዳ ኢሚግረሽንን ዜግነትን ዝምልከት ሞያዊ ምክሪ ይኩን ውክልና ምስ እትደልዩ ተወከሱና።

Awet Haile Immigration Services
[email protected]
(514) 691-3388

Adresse

4930 BoUlica Street Jean
Pierrefonds-Roxboro, QC
H8Z1G3

Heures d'ouverture

Lundi 9am - 5pm
Mardi 9am - 5pm
Mercredi 9am - 5pm
Jeudi 9am - 5pm
Vendredi 9am - 5pm

Téléphone

+15146913388

Notifications

Soyez le premier à savoir et laissez-nous vous envoyer un courriel lorsque Awet Haile Canadian Immigration Services publie des nouvelles et des promotions. Votre adresse e-mail ne sera pas utilisée à d'autres fins, et vous pouvez vous désabonner à tout moment.

Contacter L'entreprise

Envoyer un message à Awet Haile Canadian Immigration Services:

Raccourcis

Partager