08/24/2021
እግዚኣብሔር ሰማይን ምድርን ምስ ፈጠረ ጽቡቕ ኮይኑ ረከቦሞ፡ ኣብ ሰማያት መልእክቲ ኣእላፋት ሰራዊት ብ እምሳሉ ደቂ ክኮንዎ ፈጠረ።
ኣብ ምድሪ'ውን ካብ ምልኣክታት ክብቶም ሰማያውያን ትሕት ዝበሉ፡ ካብቶም ኣብ ምድሪ ብብዓይነቶም ፍጡራት ካብ እንስሳ ዘቤት፡ እንስሳ ዘገዳም፡
ዓሳታት ባሕርን፡ ንፍርቲ እዕዋፍን ካልኦት ብዙሓት ፍጥረታትን ልዕል ዝበሉ ክዛረቡ፡ ክሓስቡ፡
ነገራት ክምህዙን ክፈጥሩን ጌሩ ካብ ፍቕሪ ተብጊሱ ምድራውያን ውልዳት ጌይሩ ፈጠሮም።
መሰረታዊ ሓሳብ ኣምላክ የሆዋ ዝስሙ ከኣ ሕጉስ፡ ምጉስ፡
ሓያል፡ ፈቃር፡ ለዋህ፡ ሓዳግ፡ ሓላዪ፡ መፍቀሪ፡ ጥበብኛ ዝሓሰቡ ዝደለዮ ኩሉ ዝግበር
ፈጣርን መውዳድርቲ ዘይብሉን ንዓለመን ካልእ ጠፈራትን ብዙሓት ቁጽሪ ዘይብሎም ኮውቅክብትን፡ ጽሓይን ውርሕን ብኢዱ ሰሪሑ ከከም ኣድላይነቶም ዝድኮነንን ዝሰርሔን ልዑል ኣምላክ
ምካኑ እዩ።
ይቅጽል---